ንኩሉ ስድራ ተመሃሮ ከሙውን መማህራን ኣብ ሃሽታ

ሰራህተ  ናይ ሃርሽታድ ቤት ህርቲ  ዝኮነ ድህሪ ምዕሳሩ ምስ ቆልዑት ከምኡን ምስ ተማሃሮ ንምዝርራብ ዝጠቅም ሃበሬታ፥፥

 

ክሲ:-  ቅድሚ ሰሙን   ኩሉ ሰብ ክዛረበሉ ዝነበረ ኣብ ጋዠጣ ከሙውን ኣብ ራዲኦ ዝሰማኩሞ ሃደ ሰራህተኛ ናይ  ሃርሽታድ ቤት ትምህርቲ ዝኮነ  ኣብ ቤት መኣሰርቲ ከም ዝርከብ። ብምክኒያት ሃንቲ ትህቲ አድመ ዝኮነት ቆልኣ ኣብ ካልእ ከተማ ትነብር ኣነዋሪ ስአሊ ከሙውን ናቱ ቪድዬ ሰዲዱላ ብኢንተርነት አዚ ድማ ብህጊ  ኣይፈቀድን አዩ።

ምርመራ:-   አቲ ክሱስ ከምዝዋአሎ ኣሚኑ ዬ ቤት መኣሰርቲ ኣሎ ስለዚ ፖሊስ ኩሉ ኣጻርዩ ምስ  ወዲኡ ቤት ፍርዲ ከቅርቦ አዩ ቤት ፍርዲ ከኣ አንታይ ኣይነት ቅጽኣት ከምዝዋህቦ ኪውሲን አዩ።

ዠይህጋዊ ዚኮነ;-  ዝኮነ ሰብ ንትሕቲ ድመ ጥራይ ነብሱ ስእሊ ኪስእል ኣይፊከዲን አዩ:: ከሙውን ኪዳውንትካ ኣውጽ (ኣውጺ) ምእዛዝ ብህጊ ክልኩል አዩ። ሃደ ልእሊ እድመ ዚኮነ ሰብ ንትሕቲ እድመ ዝኮነ ቆልዓ ጥራይ ነብሱ ስእሊ ብሞባይል ኮነ ብዳታ ምስዳድ ኪልኩል አዩ። ቆልኡት ብገዛ ነብሶም በኣሎም አዮም ዝውስኑ:: እንተ ዳ ሰብ ዘይፊቅድ ነገር አንተደኣ ጌሩካ ከሙውእዬ  ዘይቲደልዮ ነገር ኣብ ነብሲካ አንተጌሩካ ናይ ግድን ን ንስድራካ, ቤት ትህርቲ ወይከኣ ንልእሊ እድመ ተዛረብ።

ብካልዕ ወገን:_- እቲ ሰራህተኛ  ዘይህጋዊ ነገር አንተገበረ እንኻ ብጣዓሚ ትሁትን ምኡዝዝን ኔሩ።

ሚስጢር ምእቃብ:- ናይ ኮሙነ ሰራህተኛ ሚስጢር ናይ ምእቃብ ግዴታ ኣለዎ። ከሙ ስለዝኮነ እቲ ሰብ መን  ምኻኑ ናይ ምዝራ መሰል የብልናን አንተ ደኣ ተምሃሮ መን ምዃኑ እንተ ፈሊጦም ወይ ከአ እንተ ገሚቶም እቲ ምስጢር ክእቅብዎ ኣለዎም።

ንስድራ ቤቱ ክብረት ምርዓይ:- ዋላ ሃደ በደል ንዘይገበሩ ስድሩ እዚ ጊዜ ከቢድ አዩ ስለኢ ቢዝተካእለ መጥን ሃልዮትን ኪብረቲን ነርዮም።

ዝርርብ:- ኣብ ቤት ትምህርቲ ውህስነትካ ዝተሃለወ አዩ ግና አንተደኣ ክትዘራረብ እንተ ደሊካ ምስ foreldre, kontaktlærer. Rektor, eller helsesykepleier ክዘራረቡ ትክእሉ ኢኪም::

 

ምስ ፖሊስ ክዘራረቡ ተደሊኩም በዚ ኪትድውሉ ትክእሉ አኩም

ሽሙ:-Morten Hole

ሞባይሉ:-906 52 940.

አዚዮም ኣብ ላኣሊ ተጠቂሶም ዘለዉ ነጥብታት ነዚ ተፈጢሩ ዘሎ ነገረ ኣበይትን ቆልኡት ንምዝርራብ የህግዘና::

 

Hilsen
Hugo Thode Hansen
rådmann Harstad kommune